ገዓት ሓደ ካብቲ ኣብ ካፌ አውሮራ ዝቀርብ ባህላዊ ምግቢ'ዩ
ብምኽንያት 15 ዓመት ጽንብል ፈነወ ትግርኛ፡ ናብ ቤት-ጽሕፈት ክፍሊ ትግርኛ ብምምጽእ ብኹሎም ኣባላት ቦርድ ዝተፈረመ ሽልማት ዘረከቡ፡ ኣባል ቦርድ ቪክቶር ኣሽ ከምኡ ድማ ዲረክተር ድምጺ ኣመሪካ ደቪድ አንሶር እዮም
ጣፍ ኣከፋፋሊ ካምፓኒ፡ ካብ ክፍለ ግዝኣት ኣይዳሆ ዝረኽቦ ጣፍን፡ ካብ ኣፍረይቲ ቡን ዝኾና ሃገራት ቡን እናምጸአን ፡ ኣብ ኣመሪካ ንዝነብሩ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን የከፋፍል
ኤርትራዊያን ምሁራን መፅናዕታዊ ፅሑፋት ኣቕሪቦም
አገልግሎት ትርጉም ንሓደስቲ መፃእቲ ትምህርቲ ቓንቓ ይህብ
ሩት ገረዝጊሀርን ዓሻ ሆርቢን ድማ ካልአይትን ሳልሰይትን ብምውጻእ ተዓወትቲ ውድድር ጽባቐ 2011 ኮይነን ኣለዋ
‘’ኣብ ኤርትራ ብዘሎ ኩነታት ስለዝሓዘንኩ ድምፀይ ከስምዕ መፂአ’’ሓንቲ ተሳታፊት እቲ ሰልፊ
"ንመፃኢ'ውን ኣብ ምርጫ ንምውድዳር ሓሳብ ኣለኒ" -ኣርካን ሃይለ
ኣብዚ'የ ዓብየ ተማሂረ ንስረዓተ ፖሎቲካን ኢኮኖሚን እዛ ሃገር እፈልጦ'የ ስለዚ ንምንታይ ንፖሎቲካዊ ስልጣን ዘይወዳደር፡ ኣርካን ሃይለ
ብቆልዓይ ከለኹ ንባዕለይ ዛንታታት ይፅሕፍ'ካ እንተነበረኩ ናብ ሕትመት ክበፅሕን ሞያይ ክኸውን'ዩ ዝብል ሕላነ አይነበረንን
በዓል ሞያ ስእሊ ሳምሶን ጸሃየ፡ መርዑት ድሮ መዓልቲ መርዐአን ዝሰትዮኦ ክፈልጣ ኣለወን ይብል-ምኽንያት ስእሊ ንኽጽብቐለን
ሸዊትን ጋንታአን ናይ ክፍለ-ግዝአተን ሻምፕዮን ብምኻን ን2ይ ጊዜ ተዓዊተን
ተወሳኺ ጽዓን