ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካፌ አውሮራ፡ ኣብ መደብ ኤርትራውያን ኣብ አሜሪካ


ኣብ አለግዛንድርያ ቨርጂንያ ዩናይትድ ስቴይትስ ዝርከብ ካፌ አውሮራ ካብ ዝኽፈት ሸውዓተ ዓመት ዝገበረን ብዘቅርቦ ባህላዊ ምግቢ ኣናተፈተወን እናተፈልጠን ዝመፀን ዝመፅእን ዘሎ'ዩ።

ብፍላይ ገዓት ብወፃእተኛታት እናተፈትወ ዝመፅእ ዘሎ ዓይነት ምግቢ ምኻኑ ዝገለፀት ወናኒት ካፌ አውሮራ ወ/ሮ ደሃብ በየነ ቁጽሪ'ቲ ዘቅርብዎ ዓይነት ምግቢ ካብ እዋን ናብ እዋን እናበዘሐ ይኸይድ ምህላውን ኣብዚ እዋን'ዚ ሓድሽ ዓይነት ምግቢ የላልዩ ምህላዎም ገሊፃ።

ምሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

XS
SM
MD
LG