ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፍርያት ኣመሪካውያን ሓረስቶት፡ ንተጠቀምቲ ዘከፋፍል ኤርትራዊ ትካል


ጣፍ ኣከፋፋሊ ካምፓኒ፡ ካብ ክፍለ ግዝኣት ኣይዳሆ ዝረኽቦ ጣፍን፡ ካብ ኣፍረይቲ ቡን ዝኾና ሃገራት ቡን እናምጸአን ፡ ኣብ ኣመሪካ ንዝነብሩ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን የከፋፍል

ቶማስ ሙሳ ማይበቶት ይብሃል፡ ኣብ ክፍለ ግዝኣት ቨርጂንያ ይቕመጥ። ሎሚ ጣፍ ብዘለዎ ሃብታም ናይ ሓጺን ማዕድን፡ ኤውሮጳውያን ከይተረፉ እናፈተውዎ ይኸዱ`ለዉ ይብል። ኣብ ኣመሪካ ዝፈሪ ጣፍ ካብቲ ኣብ ዓዲ ንፈልጦ ብሃብቲ ኑትሪሽን ዝፍለ ኣይኮነን`ውን ይብል።

ካብ ቁልዕነተይ ጀሚረ ሸቐጥ እፈቱ`የ ዝበለ ቶማስ፡ ብሞያኡ መምህር ኢንፎርመሽን ተክኖሎጂ`ዩ።

ምስ ተወልደ ወልደገብርኤል ዝገበሮ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG