ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መደብ ኤርትራውያን ኣብ ኣሜሪካ፡ ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን ዋሽንግተን ዲሲ


ካብ ዝምስረት 3-ዓመታት ዝገበረ አገልግሎት ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን ኣብ ዋስንግተን ዲሲ ብሕጊ ዝተመስረተ ንመኽሰብ ዘይቆመ ትካል'ዩ።

እቲ ትካል ብቀንዱ ንኤርትራውያን አገልግሎት ንምሃብ'ካ እንተኾነ ዝኾነ ይኹን ሓገዝ ዘድልዩ ሰብ ከምዝሕግዝ'ውን ወኪል'ቲ ትካል አቶ ሚካኤል መስፍን ገሊፁ።

እቲ ብቦርድ ዝመሓደር ማሕበር-ኮም ኤርትራውያን ካብ ኣባላትን መንግስታአኢ ትካላትን ብዝረኽቦ ገንዘብ ከምዝመሓደር ወሲኹ ገሊፁ።

XS
SM
MD
LG