ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ


Nebsee Art Photography ዝብል ቤት-ስእሊ ይውንን። ኣብ ኦርላንዶ ፍሎሪዳ ይነብር።

ኣገዳስነት ስእሊ ምስ ሰኣንካዮ ኢኻ ትፈልጦ ይብል። ኣብ ግዜ ሓደጋ ስእሊ ብኸመይ ክዕቀብ ከምዘለዎ`ውን ይመክር።

ብፍላይ ግን፡ መርዑት ቅድሚ መርዐአን ዘሎ መዓልታት ልስሉስ መስተ ኸይሰትያ፡ መርዓውቲ ድማ፡ ኣብ መዓልቲ ውራዮም ዝደኸመ ገጽ መታን ኸየርእዩ ካብ ኣልኮላዊ መስተ ክቑጠቡ ይመክር።

ንምሉእ ቃለ መጠይቕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ

XS
SM
MD
LG