ብቆልዓይ ከለኹ ንባዕለይ ዛንታታት ይፅሕፍ'ካ እንተነበረኩ ናብ ሕትመት ክበፅሕን ሞያይ ክኸውን'ዩ ዝብል ሕላነ አይነበረንን
በዓል ሞያ ስእሊ ሳምሶን ጸሃየ፡ መርዑት ድሮ መዓልቲ መርዐአን ዝሰትዮኦ ክፈልጣ ኣለወን ይብል-ምኽንያት ስእሊ ንኽጽብቐለን
ሸዊትን ጋንታአን ናይ ክፍለ-ግዝአተን ሻምፕዮን ብምኻን ን2ይ ጊዜ ተዓዊተን
ዓማዊል ሰላምሊንጎ ኣብ ዙርያ ዓለም ዝርከቡ መብዛሕቲኦም ቆልዑት`ዮም፡ ዓበይቲ`ውን ይምሃሩ`ዮም ትብል ወናኒት`ቲ ቤት ትምህርቲ
እቲ ዝተፃሕፈ ብሙልኡ ኣብ ሓቀኛ ታሪኽ ዝተመርኮሰ ኣይኮነን ይብል
ን ሕጊ ዘይፈልጡ ሰባት ይቕረታ ይገበረሎም ማለት፡ እቲ ተረሲዑ ዝነበረ፡ እቲ ኣብ ሰላም ዘሎ ህዝቢ እንደገና ናብ ሽግር ምውዳቕ ማለት`ዩ ይብሉ ሓደ በዓል-ጸጋ ዕድመ
ኣቶ ክፍሎም ናይ ባዕሉ ትካል ሕጊ ወኒኑ ኣብ ጉዳያት ኢሚግረሽንን ካልኦትን ጉዳያት ይሰርሕ
ኦክላሃማ፡ ኣብ ህይወትን ፍቕርን ኣቐድም ኣቢሎም ዝነበሩ ኣመሪካውያን ሓረስቶትን ጓሶትን ዝተመስረተት ሙዚቃዊት ድራማ
ንምሉእ ትሕዝቶ`ቲ ምስ ተወልደ ወልደገብሬል ዝገበርዎ ቃለ-መጠይቕ ንምልክት ድምጺ ብምጽቃጥ ምስማዕ ይክኣል።
ገብረእግዚአብሄር ገብረማርያም ኣብ ማራቶን ኒዮርክ ተዓዊቱ
ቅድሚ 4ተ ዓመታት ብልዑል ድምጺ ከንቲባ ዝተመርጸ ኣድርያን ፈንቲ፡ ንህዝቢ ስለዝረሰዐ ክስዓር ከምዝኸኣለ ኣብ መደብ “ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ” ዝቐረቡ ክልተ ኣጋይሽ ይሰማምዑ
ጋዜጠኛ ዊሊያም ሃርለን ሄይል ‘’እቲ ዜና ይሕመቕ ይፀብቕ ነቲ ሓቂ ክንነግረኩም ኢና’’ክብል ብሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ኣቢሉ ብዛዕባ ፀብፃብ ኩናት ብተደጋጋሚ ይዛረብ ነይሩ
ተወሳኺ ጽዓን