ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምስ ሊንጎ ዝተካየደ ካልኣይ ክፋል ቃለ-መጠይቅ ኣብ ልዕሊ መፅሓፍ ጋህዲ


ሃይለሚካኤል ሃይለስላሰ
ሃይለሚካኤል ሃይለስላሰ

እቲ ዝተፃሕፈ ብሙልኡ ኣብ ሓቀኛ ታሪኽ ዝተመርኮሰ ኣይኮነን ይብል

ኣቶ ኣስገደ ኣብ መፅሓፍ ጋህዲ ንህዝቢ ትግራይን ንተጋሩ ተቃለስቲን ንባዕሉ ከይተረፈ'ውን ኣሕሲሩዎን ኣዋሪዱዎን'ዩ በዛ መፅሓፍ እዚኣ ኣነ ከምዝመስለኒ ይብል ኣቶ ሊንጎ።

ኣስገደ ባዕሉ ዝፈጠሮ'ዩ ዝነገረና ዘሎ።ታሪኽ ክትምስርት እንተኾይንካ ሓቂ ክተምፅእ ኣለካ።እቲ ጋህዲ ዝበሎ ኣብ ሞንጎ ክልቲኤን ዝነበረ ርክብ ናይ ጎይታን ናይ ጊላን ኣይኮነን።ሕጂ'ውን እንታይ ይመፅእ ኣብ ታሪኽ ኣብ ሞንጎ ክልቲኡ መንግስታትን ህዝብታትን ፅቡቅ ክኽውን ተስፋ ንገብር ዝካኣለና ካኣ ንፅዕር ይብል ኣቶ ሃይለሚካኤል ሃይለስላሰ።

ቐዳማይ ክፋል

ካልኣይ ክፋል

XS
SM
MD
LG