ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጋሻ መደብ ኤርትራውያን ኣብ ኣሜሪካ፡ በዓል ሞያ ሕጊ አቶ ክፍሎም ተኪኤ መለስ


ጋሻ መደብ ኤርትራውያን ኣብ ኣሜሪካ፡ በዓል ሞያ ሕጊ አቶ ክፍሎም ተኪኤ መለስ

ኣብ ኤርትራ ተወሊዱ ኣብ ሱዳን ዝዓበየ አቶ ክፍሎም ተኪኤ መለስ ከም ኩሉ ኤርትራዊ ስደተኛ ናብ አሜሪካ ምስ ወለዱ መፂኡ ካልአይ ብርኪ ትምህርቱን ላዕለዋይ ትምህርቱ ብፖሎቲካ ሳይንስን ሕግን ፈፂመ።

ኣቶ ክፍሎም ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ናይ ባዕሉ ትካል ሕጊ ወኒኑ ኣብ ጉዳያት ኢሚግረሽንን ካልኦትን ጉዳያት ይሰርሕ።

XS
SM
MD
LG