ሻም ገሹ ካብ ሕጹያት ሽልማት ኮራ ሙዚቃ ኣፍሪቃ ሓንቲ`ያ። ካልኦት ክልተ ኤርትራውያን`ውን ከምኡ ናብ ሽልማት ኮራ ሙዚክ ተሓጺዮም ኣለዉ።
ኣብ ኬንያ እትነብር ሳራ ሓጎስ፡ መንፈሳዊ ትሕዝቶ ዘለዎ ሙዚቃ'ያ ትጻወት። ትግርኛ ምስ ቋንቋ ስዋሂሊ እናተሃናፈጸት ዝዘመረታ `ኒታኩምቢያ` (ክዝምረልካ `የ) ትብል ዜማኣ ድማ ናብ ሽልማት ኮራ ኣዋርድስ ተሓጺያ`ላ።
ኮረፌ ዝብሃል ባህላዊ መስተ ኣሎ። 'ንጉሆ ምስ ሰተና ክሳብ ፋዱስ ቀጥ ኣቢሉ ይሕዘና' ይብሉ ዳርጋ ከም መግቢ ዝጥቀምሉ ሰተይቱ።
ተወሳኺ ጽዓን