ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቅሔ ጽልሚ ምስ ደራሲ መጽሓፍ `ትግራይ ፍልፍል ጥበባት` ክብረ ቅዱሳን ኣብርሃም፡ 2ይ ክፋል


ግእዝ ትምህርቲ`ምበር ቋንቋ ኣይኮነን ዝበሉ ክብረቅዱሳን፡ ኣብ ቋንቋ ትግርኛ(ና)፡ ከም ቸ፡ ጀ፡ ኘ፡ ጰ ን ካልእን ፡ ዝበሉ ፊደላት ክኣትዉ ኣይነበሮምን ይብሉ። እኹል ፊደላትን፡ ቅላትን ስለዘለና፡ ናብ`ቲ ናይ ኣቦታትና ንመለስ ዝብል ርኢቶ ኣለዎም።

ምስ ክብረቅዱሳን ኣብርሃም ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ካልኣይ ክፋል ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

ቃለ-መጠይቕ ምስ ደራሲ 'ትግራይ ፍልፍል ጥበባት' ክብረ ቅዱሳን ኣብርሃም (2ይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:34 0:00

XS
SM
MD
LG