ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሔ ጽልሚ: ምረቓ ፊልም 'ዘይረገፈት ዕንባባ'ን መጽሓፍ ቃላት ትግርኛን


ንመጀምርያ ግዜ ኣብ ኤርትራን ኣብ ኣመሪካን ዝተሰርሐት ፊልም ዝሓልፈ ክልተ ሰሙን ኣብ`ዚ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተመሪቓ ኔራ። ደራሲኣ ታደሰ ዑቕባዝጊ(ኣመሪካ)`ዩ።

ነታ ፊልም ዝኣለያ ድማ ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ዘርእሰናይ ተስፋይ ኢዩ። ንኽልቲኦም ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

ካልእ ትሕዝቶ ቂሔ ጽልሚ ድማ፡ ምስ ክብረቅዱሳን ኣብርሃም ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ `ዩ። ንሶም፡ ብዛዕባ ፊደላት ትግርኛ ዝምልከት መጽሓፍ ጽሒፎም ኣለዉ። ኣብ ኣጠቓቕማ ፊደላት ግእዝን ትግርኛን`ውን ብዙሕ ሕቶታት የልዕሉ።

ቀዳማይ ክፋል`ቲ ቃለ-መጠይቕ ሎሚ ቀሪቡ`ሎ፡ ምሉእ ትሕዝቶ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

XS
SM
MD
LG