ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሔ-ጽልሚ: ብዛዕባ መልቀስ ካብ መጽሓፍ ሰለሞን ጸሃየን ምስ ሃለቃ ሃይለሚካኤል ኣረፋይነን


ወዲ- አረፋይነ
ወዲ- አረፋይነ

ማሰን መልቀስን ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብፍላይ ግን ኣብ`ቲ ትግርኛ ዝዛረብ ከባቢ፡ ዓቢ ስፍራ ዝሕዝ ምዃኑ ኩሉ ይሰማማዓሉ። ኣብ ናይ ሎሚ ቂሔ-ጽልሚ ብዛዕባ መልቀስ (ወዬ) ኣብ ዝተላዕለሉ እዋን፡ ካብ`ታ ብዓቢይ ስነ-ጥበባዊ ሰለሞን ጸሃየ ዝተጻሕፈት ዓባይ መጽሓፍ ማሰን መልቀስን ተወኪስና`ለና።

ካልእ ጋሻ ቂሔ-ጽልሚ፡ ሃለቃ ሃይለሚካኤል ኣረፋይነ ይብሃል፡ ኣውሎን ማሰን መልቀስን ብምባልን ክቡር ባህሊ ትግርኛ ብምዕባይን ናብራይ ይመርሕ ይብል ወዲ-ኣረፋይነ። ንሎሚ ብዛዕባ መልቀስ ኣዘራሪብናዮ`ለና።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG