ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሔ-ጽልሚ፡ ኣብ ዓውዲ ዓሪሆ ክትብል ውዒላ


ወርሒ ታሕሳስ`ዩ፡ መሬት ትጥሕስሰሉ፡ ቀሪም ዝቕረመሉ። ዓውዲ ክጽብቕ ኸሎ፡ መኼዳ ብደርፍን ብፋጻን ይምዕርግ። እንተዘይጸበቐ'ውን፡ ወላ ንሓሰርን ቃንጫን ኢልካ ዓሪሆ ምባል ኣይተርፍን።

ብዝኾነ ንሎሚ፡ ግርማይ ገብሩ፡ ኣብ ከባቢ ዓድግራት ኣብ ዓውዲ ውዒሉ ዘእተዎ እንተሎ ከማቕለና`ዩ።

ካልእ ምስ ብዕራይን ቀውዕን ብዝኸይድ ትሕዝቶታት ንቂሔ-ጽልሚ ክነመቅራ ፈቲና`ለና ምሉእ ትሕዝቶ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

ቂሔ-ጽልሚ፡ ኣብ ዓውዲ ዓሪሆ ክትብል ውዒላ
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:02 0:00

XS
SM
MD
LG