ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሔ-ጽልሚ፡ ምስ ስነ-ጥበባውያን ሻም ገሹን ሄኖክ ሃይለን


ድምጻዊት ሻም ጎሹ ሕጽይቲ ሽልማት ኮራ

ሻም ገሹ ካብ ሕጹያት ሽልማት ኮራ ሙዚቃ ኣፍሪቃ ሓንቲ`ያ። ካልኦት ክልተ ኤርትራውያን`ውን ከምኡ ናብ ሽልማት ኮራ ሙዚክ ተሓጺዮም ኣለዉ።

ካብ ኢትዮጵያ ድማ ክልተ ማለት ቴዲ ኣፍሮን ኣቢ ላቀውን ከምኡ ንሽልማት ኮራ ተሓጺዮም ኣለዉ።

ቅድሚ ሎሚ ምስቶም ኤርትራውያን ሕጹያት ኮራ ማለት ሳራ ሓጎስን ቴድሮስ ኤርሚያስን ቃለ-መጠይቕ ጌርና ኒርና። ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ድማ ምስ ድምጻዊት ሻም ገሹ ካብ ኣስመራ ኣዋጊዕና`ለና።

ንዝኽሪ ስነ-ጥበባዊት ወይኒሃረግ (ቤኪ) ዝተዳለወ
ንዝኽሪ ስነ-ጥበባዊት ወይኒሃረግ (ቤኪ) ዝተዳለወ

ካልእ ኣብ ናይ ሎሚ ቂሔ ጽልሚ፡ ኣብ ካርቱም ሱዳን ምስ ዝርከብ ስነ-ጥበባዊ ሄኖክ ሃይለ`ውን ኣዕሊልና`ለና። ብዛዕባ ሞያኡን ብዛዕባ ንነብስሄር ስነ-ጥበባዊት ወይኒሃረግ ሃይለ (በኪ) ንምፍናው ዝነበረን ንደቃ ንምሕጋዝ ዝግበር ዘሎን ነጊሩና`ሎ።

ምሉእ መደብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣ'ሞ! ብመሰረት ክወሃብ ዝጸንሐ ሓበሬታታት ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሶማል ዝጸንሓ መርገጺ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG