ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሔ-ጽልሚ ምስ ድምጻዊት ሳሊና ጸጋይ


ሳሊና ዳንኤል ጸጋይ ትብሃል፡ ኣብ`ዚ ኣብ ኣመሪካ ክ/ግዝኣት መነሶታ ተወሊዳ ትዓቢ ዘላ ጓል 18 ዓመት ድምጻዊት`ያ። ኣብ`ዚ እዋን`ዚ ብቐዳምነት ተሰሪዐን ካብ መንጎ ዘለዋ ናይ ትግርኛ ደርፍታት ሓንቲ `ምናዳ` ትብል ደርፊ መበገሲ ብምግባር ናይ`ዚ መደብ ጋሻ ኾይና ቀሪባ`ላ። ካልኦት ደርፍታት`ውን ኣለውኣ።

ብኻልእ ወገን ካብ ዓድግራት`ውን ብዛዕባ እምብልታ ሕውስ ኣቢልና`ለና፡ ብሰፊሑ ግን ኣብ ዝቕጽል ክቐርብ`ዩ ።

ናይ ሎሚ ምሉእ ትሕዝቶ ቂሐ-ጽልሚ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቂሔ-ጽልሚ ምስ ድምጻዊት ሳሊና ጸጋይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:21 0:00

XS
SM
MD
LG