ድምጺ ኣመሪካ ኣብ ዓመተ 2021 ሸፈነ ካብ ዝሃቦም ዓበይቲ ፍጻመታት ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ: ሻዱሻይ ሃገራዊ ምርጫ ኢትዮጵያ: ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሴ ዝተኻየዱ ፍጻመታት: ቫይረስ ኮሮና: ኣብ ሱዳን ዝተኻየደ ተቓውሞ: ምሻም ፕረዚደንት ባይደን ኣብ ኣመሪካን ካልኦትን ይርከብዎም ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብዚ ዓምዲ ምርካብ ይክኣል።
ኣብ 2021 ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሸፈነ ዝሃቦም ዓበይቲ ፍጻመታት ኤርትራን ኢትዮጵያን
-
27/06/2022
ሓባራዊ መግለጺ ኣመሓዳርቲ ክልላት ኣምሓራን ኦሮምያን
-
20/06/2022
ኲነታት ኣብ ዳባት ክልል ኣምሓራ ዝርከቡ ኤርትራዊያን ስደተኛታት
-
10/06/2022
ብርጋዴር ጀነራል ተፈራ ማሞ ብዋሕስ ተፈቲሖም
ኣብ ዓመተ 2021 ካብ ዝተኻየዱ ቃለ መሕትታት
ኣብ ዓመተ 2021 ካብ ዝተዳለወ ጸብጻባት- ቪድዮ