ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሪፖርት ወኪል ድምጺ ኣሜሪካ ካብ ማይካድራ


ሪፖርት ወኪል ድምጺ ኣሜሪካ ካብ ማይካድራ
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:54 0:00

ብመሰረት ፈላማይ ደረጃ መርመራ ዓለምለኸን ናይ ውሽጢ ሃገር ትካላት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ከተማ ማይካድራ ኣብ ሓደ መዓልቲ 600 ሰባት ብጭካነ ተጨፍጪፎም ካብ ዝሞቱ ሰለስተ ወርሒ ኣቑጺሩ'ሎ። ነዚ ሪፖርት ስዒቡ ካብ አዲስ አበባ 950 ኪ.ሜ ርሒቓ ናብ ከተማ ማይካድራ ዝተጉዓዘ ሪፖርተር ድምጺ ኣሜሪካ ዮናታን ዘብዲዎስ ነዚ ዝስዕብ ሪፖርት ልኢኹ’ሎ ::

XS
SM
MD
LG