ኣብ ንዝኽሪ ኣብ ኣኽሱም ዘጋጠመ ግፍዒ ዝተዳለወ ምርኢት


ኣብ ንዝኽሪ ኣብ ኣኽሱም ዘጋጠመ ግፍዒ ዝተዳለወ ምርኢት

No media source currently available

ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ኣኽሱም፡ ህይወት ኣማኢት ሰለማውያን ዜጋታት ዝወሰደ ግፍዒ ምኽንያት ብምግባር፡ ኣስታት 40 መንእሰያት ዝተሳተፉዎ ስእላዊ ምርኢት ተኻዪዱ። ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ፡ ናብ ኣኽሱም ተጓዒዙ ነቲ ምርኢት ክዕዘብን ንገለ ካብቶም ተሳተፍቲ ከዘራርብን ክኢሉ ኣሎ።

​
XS
SM
MD
LG