ቃለ-መጠይቕ ምስ ኣቡነ ፍቅረማርያም ሓጎስ- ኣቡን ሰበኻ ሰገነይቲ
እቶም ኣመሪካውያን ፡ርክብ ኣመሪካን ኤርትራን ክዕረ፡ ምሕዝነት ኢትዮጵያን ኤርትራን ድማ ናብ ንቡር ክምለስ ጽዊዖም
ኢትዮጵያዊት ወ/ሮ ተበርህ ታደሰን ኣቶ ዮውሃንስ ወልደምሕረትን ብዛዕባ ወርሒ ጥርን ቅንያት መርዓታትን ኣውጊዖም
ናብ ኖርወይ ደዊልናሎም፡ ካብ ቆጽልን ሰራውርን ዝግበር ልማዳዊ መድሃኒታትን ጠቕምታቱን ነጊሮምና`ለዉ
መንግስቲ እስራኤል ኩሎም ዘይሕጋውያን ስደተኛታት እናገፈፈ ናብ ካምፕ ከእትዎም ጀሚሩ`ሎ
ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ከተማ ቦር ግን፡ ምዕላብ ስለዘይክኣል ኣብ መዕቆቢ ክጸንሑ መኺሩ
በዝተኣሳሰር ዜና፡ ነቲ ናዕቢ ከምዝመርሕ ዝግለጽ፡ ኪያር ማቻር፡ ንውዕል ምቁራጽ ተኹሲ እተዘየኽቢርካ፡ ስጉምቲ ክውሰደካ `ዩ ክብሉ ኣጠንቂቖም ፕረሲደንት ኡጋንዳ ዩወሪ ሙሰቪኒ
ስምምዕ መስርሕ ምትሕብባር ስትራተጂያዊ ሽርክና ድሕሪ ምፍራሙ ርክብ ሕቡራት መንግስታትን መንግስቲ ኤርትራን እናተመሓየሸ ይኸድ ከምዘሎ ዘርኢ እዩ ኢለን ሓንቲ ላዕለወይቲ ብዓልቲ ስልጣን ሕቡራት መንግስታት
ቃለ-መጠይቕ ምስ ወሓዚት ኪዳነን ጸሃይነሽ ፍጹምን
እቲ ብምኽትል ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራትን ዞባዊ ዲረክተር UNDPን Mr. Abduolaye Dieye: ዝምራሕ ጉጅለ፡ 8ተ ኣባላት ዘለውዎ`ዩ
ማሕበራዊ ክብርታት እንታይ ማለት`ዩ?
ወ/ሮ ንግስቲ ገብረሃንስ፡ ኣብ እዋን “ምዝላቕ’” 5ተ ደቃን 4ተ ኣሕዋታን ሒዛ፡ ናብ ገድሊ ተጸንቢራ
ተወሳኺ ጽዓን