ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣቡን ካቶሊካዊት ቤትክርስትያን ኤርትራ ሰበኻ ሰገነይቲ


Bishop Fikremariam Hagos with First Communion

ቃለ-መጠይቕ ምስ ኣቡነ ፍቅረማርያም ሓጎስ- ኣቡን ካቶሊካዊት ቤትክርስትያን ኤርትራ ሰበኻ ሰገነይቲ

ቃለ-መጠይቕ ድምጺ ኣሜሪካ ምስ ኣቡነ ፍቅረማርያም ሓጎስ- ኣቡን ሰበኻ ሰገነይቲ።

Bishop Fikremariam Hagos with Parishners
Bishop Fikremariam Hagos with Parishners
ሓድሽ ኣቡን ሰበኻ ሰገነይቲ ኣቡነ ፍቅረማርያም ሓጎስ ኣብ`ዚ ኣብ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ ንኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ምእመናን ካቶሊክ ቅዳሴን ስብከትን ኣስሚዖም።
ብተወሳኺ ንልዕሊ 30 ቆልዑት መጀመርያ ቑርባንን ሚሮንን ሂቦምን ቀቢኦምን።

ኣብ`ቲ ሓደ ሽሕ ዝግመት ምእመን ዝተረኽበሉ ቅዳሴ፡ ኣቡነ ፍቅረማርያም፡ ንሓድነት ቤተክርስትያንን መንፈሳዊ ምትሕልላይን ጸሊዮምን ሰቢኾምን።

እታ እግሪ ትተክል ዘላ ሰበኻ ሰገነይቲ ድማ ድጋፍ ኩሎም ምእመናን ከይፍለያ ተማሕጺኖም።

ምስ ኣቡነ ፍቅረማርያም ሓጎስን ምስ ኣቦ-መንበር ቤት መኽሪ ኪዳነ ምህረት ኣቶ ሚካኤል ሓድጉን ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡-
XS
SM
MD
LG