ሺሻይ ገብረሃንስን ሃይለ መንግስተኣብን ሎሚ ንቪኦኤ ክገልጹ ኸለዉ፡ እስራኤላውያን ሰብኣዊ መስለና ይገፉ`ለዉ ይብሉ
ዝበዝሐ ስደተኛ ናብ ዓዱ ክምለስ ኣይደልን`ዩ ዝበሉ`ዞም ኤርትራውያን፡ እስራኤላውያን ግን፡ ከይፈተወ ክምለሰሉ ናብ ዝኽእል ሕሱም ህይወት`ዮም ዝደፍእዎ ዘለዉ ይብሉ።
ኣብ ተልኣቪቭ ኣብ ዝርከም ኢምባሲ ኤርትራ ብዝተፈላለየ ምኽንያታት ዝመላለስ ኤርትራዊ ቁጽሩ ውሑድ ከምዘይኮነ`ውን ኣይከወሉን፡