ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያን ኤርትራን ካብ ዞባ ግጭት ደቡብ ሱዳን ዜጋተተን ከግዕዛ ጀሚረን


South Sudan army soldiers walk to board a military helicopter at Juba international airport, before heading to Bor, Dec. 25, 2013.
South Sudan army soldiers walk to board a military helicopter at Juba international airport, before heading to Bor, Dec. 25, 2013.

በዝተኣሳሰር ዜና፡ ነቲ ናዕቢ ከምዝመርሕ ዝግለጽ፡ ኪያር ማቻር፡ ንውዕል ምቁራጽ ተኹሲ እተዘየኽቢርካ፡ ስጉምቲ ክውሰደካ `ዩ ክብሉ ኣጠንቂቖም ፕረሲደንት ኡጋንዳ ዩወሪ ሙሰቪኒ

ወሃቢ ቃል መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ብመሬት ብወገን ጋምቤላ 700 ዝኾኑ ኢትዮጵያውያን ኣውጺእና`ለና ኢሉ። ብሄለኮፕተራት ዝገዓዙ`ውን ቦሌ መዓርፎ ነፈርቲ ኣቲዮም ኣለዉ ኢሉ።

ናይ ኤርትራ መንግስታዊ መርበብ ሓበረታ ሻባይት ብወገና፡ ኣብ ጁባ ዝርከብ ኢምባሲ ኤርትራ፡ 217 ኤርትራውያን፡ ምስ ሕቡራት ሃገራት ብምትሕብባር ናብ መዕቆቢ ከምዘእተወ ኣፍሊጣ`ላ።
ኣብ ከባቢ በንቲዩን ቦርን በቲ ግጭት 2ተ ኤርትራውያን ከምዝሞቱ`ውን ሓቢሩ`ሎ።
Ethio-Eritreans in South Sudan
Ethio-Eritreans in South Sudan

በዝተኣሳሰር ዜና፡ ነቲ ናዕቢ ከምዝመርሕ ዝግለጽ፡ ኪያር ማቻር፡ ንውዕል ምቁራጽ ተኹሲ እተዘየኽቢርካ፡ ስጉምቲ ክውሰደካ `ዩ ክብሉ ኣጠንቂቖም ፕረሲደንት ኡጋንዳ ዩወሪ ሙሰቪኒ።
XS
SM
MD
LG