ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጥሪ ዕብዲ፡ ወግዒ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኣብ ድምጺ ኣመሪካ


Embiltta
Embiltta

ኢትዮጵያዊት ወ/ሮ ተበርህ ታደሰን ኣቶ ዮውሃንስ ወልደምሕረትን ብዛዕባ ወርሒ ጥርን ቅንያት መርዓታትን ኣውጊዖም

ስለምንታይ ጥሪ ዕብዲ ተባሂላ ትጽዋዕ? ኣብ ጥሪ ኩሉ ስለዝዓብድ`ዩ? ኣንስቲ ንውላደን እግሩ ንላዕሊ ዝሓዝላሉ እዋን ኣሎ`ውን ይብሃል`ዩ።
Embiltta
Embiltta
ስለምንታይ`ከ ኣዋልድ ጥሪ ዘይብልኦ ጸርፊ የለን ይብሃል? ዓበይትስ፡ ጥሪ ዝጸላእካ ሓምለ ትርከብ`ካ `ውንስ ይብሉ`ንድዮም።

ብዝኾነ ክልተ ኣጋይሽ ዓዲምና`ለና።
Listten to P2P-on-January the Crazy
please wait

No media source currently available

0:00 0:14:24 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG