ኣብ ዝሓለፈ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ብዘጋጠመ ክልተ ሓደጋታት ምውዳቕ ነፈርቲ ቦይንግ፡ ቦይንግ ዝፈርየሉ ኣሜሪካ ሓዊስካ ልዕሊ 14 ሃገራትን መንገዲ ኣየራትን ቦይንግ 737 ማክስ 8 ዝዓይነተን ነፈርቲ ንግ ኡ ካብ በረራ ደው ክብላ ኣዚዘን አለዋ።