No media source currently available
ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣጋጢሙ ዘሎ ቀዛፊ ደርቂ ንብዙሓት ዜጋታት ኣደዳ ሞትን ምጕስቓልን ገይሩ ኣሎ። ዝያዳ ተጠቃዕቲ ግን ህጻናት’ዮም። ኣብቲ ኣብ ጥቓ ርእሰ-ከተማ መቓዲሾ ዝርከብ መዓስከር ተመዛበልቲ፡ ኣደታት ዝማሰኑ ደቀን ሒዘን ይርኣያ። ሓያሎ ካብኣተን ሓገዝ ንምርካብ ነዊሕ ተጓዒዘን ዝመጻ’የን።