ኣቶ ዓብደልራሕማን ሰይድን ኣቶ ኣሉላ ኣብራሃምን-ክልቲኦም ካብ ዓዲ እንግሊዝ- ኣብ`ቲ ፕረሲደንት ኢሳያስ ዝበሎ ንሕገ-መንግስቲ ዝምልከት ይካትዑ
ሰለስተ መራሕቲ ኣብያተ-ክርስትያናት መደባቶምን መልእኽቶምን የሕልፉ
ክልተ ዓበይቲ ማራቶናት፡ ማለት ማራቶን ቦስቶንን፡ ማራቶን ኒው ዮርክን ዝሰዓረ መብራህቶም፡ ኣብ ኦሎምፒክ `ውን ብሩር መዳልያ ረኺቡ`ዩ
ኣብ`ዚ ወርሒ ሓዳር ዝወቅዕ ዘሎ ዝናብ `ጸያቒ ማዕጺድ` ግን ገለ ስኽፍታ ምፍጣሩ ኣይተረፈን
እቲ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ምንስተር ወጻኢ ዖስማን ሳሊሕን ምስ ፕረሲደንታዊ ወሃቢ ቓል የማነ ገብረመስቀልን ዝርከቦም ሰበስልጣን ተራኺቡ
ምስ ኣልሸባብ ዝኾነ ርክብ ከምዘይብሉ ዝገልጽ ኦብነግ፡ ንፈደራልዊ መንግስቲ ሶማል ድጋፉ ይገልጽ
ብቐድሙ`ውን ኣብ ሓሶት ዝተመርኮሰ ጠቐነ`ዩ ሕጂተቖጻጻሪ ጉጅለ ዝበሎ`ውን ንሱ`ዩ፡ ኤርትራ ንኣልሸባብ ኣይትድግፍን`ያ
`ኤርትራ ነቶም ተቖጻጸርቲ ናብኣ ክኣትዉ እንተተፍቅደሎም ኔራ፡ ማዕቀብ ንኽልዓል መኽኣለ `
ተወሳኺ ጽዓን