ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ድሮ-ልደት ኣብ ዋሺንግተን ዲሲን ከባቢኣን


ሰለስተ መራሕቲ ኣብያተ-ክርስትያናት መደባቶምን መልእኽቶምን የሕልፉ

ኣባ ሓጎስ ተስፋጋብር፡ ኣብ ከተማ ኣናንደል ቨርጂንያ ናይ ዝርከብ ኤርትራዊት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ቆሞስ`ዮም።

ቀሺ ገረሱስ ተኽለማርያም ድማ፡ ኣብ ከተማ ሲልቨር ሲፕሪንግ መሪላንድ ኣብ ዝርከብ ሉተራን ቤተክርስትያን ፓስተር`ዮም።

ኣባ ኣልእዛር ጊደይ ድማ፡ ኣብ ዲሲ ናይ ዝርከብ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ግእዝ-ራይት ቆሞስ`ዮም።

ሰለስቲኦም መራሕቲ ብዛዕባ ልደተ-ክርስቶስ ዝበልዎ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:18:40 0:00

XS
SM
MD
LG