ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ብምኽንያት ሓዲሽ ዓመት 2015 ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝሃብዎ ቃለ-መጠይቕ፡ እቲ ኣብ 1997 ዝጸደቐ ቅዋም ከይተተግበረ ከምዝሞተ ብምጥቃስ፡ ሓዲሽ ቅዋም ይንደፍ ከምዘሎ ገሊጾም ኔሮም።
ተቓዋማይ መንግስቲ ኣቶ ዓብደልራሕማን ሰይድን፡ ደጋፊ መንግስቲ ኣቶ ኣሉላ ኣብራሃምን ( ክልቲኦም ካብ ዓዲ-እንግሊዝ) ኣብ ርኢቶ ኣቶ ኢሳያስን ትሕዝቶ ሕገ-መንግስትን ተካቲዖም ኣለዉ።
ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል