ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምስ ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም ብዛዕባ ምንዋሕ ማዕቀብን ተዛማድን


Eritrean-Ambassador Girma Asmerom
Eritrean-Ambassador Girma Asmerom

`ኤርትራ ነቶም ተቖጻጸርቲ ናብኣ ክኣትዉ እንተተፍቅደሎም ኔራ፡ ማዕቀብ ንኽልዓል መኽኣለ `

ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣምባሳደር ኤርትራ ግርማ ኣስመሮም "ተቖጻጻሪ ጉጅለ፡ ኤርትራ ንኣልሸባብ ከምትድግፍ ዝኾነ መረጋገጺ ኣይረኽብናን እናበለ እቲ ማዕቀብ ንሓደ ዓመት ምንዋሕ ካልእ ዕላማ ስለዘሎ`ዩ" ኢሎም።

ፕረሲደንት ባይቶ ጸጥታ እንግሊዛዊ ኣምባሳደር Mark Lyall Grant ኤርትራ ነቶም ተቖጻጸርቲ ናብኣ ክኣትዉ እንተተፍቅደሎም ኔራ፡ ማዕቀብ ንኽልዓል መኽኣለ ኢሎም ኔሮም።

ኣምባሳደር ግርማ ግን ናብ`ቲ ገበን ተፈጺምሉ ዝብሃል ናብ ሶማል እንድሕር ኣትዮም፡ ኣብ ኤርትራ እንታይ ኢዮም ከጻርዩ ደልዮም ክብል ይሓትት " ቅድሚ ሎሚ`ውን`ኮ ክልተ ግዜ ኣትዮም ኢዮም "

ቀዳማይ ክፋል ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል። ዝተረፈ ክፋል ዓርቢ ተኸታተሉ፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:04:52 0:00
መራገፊ

XS
SM
MD
LG