ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኤርትራ፡ ጉጅለ ልምዓት ሕቡራት ሃገራት ምብጻሕ ይፍጽም


UN-Delegation in Eritrea
UN-Delegation in Eritrea

ዞባዊ ዲረክተር ዩኒሰፍ ለይላ ፓካላ፡ ከምኡ`ውን ዞባዊ ዲረክተር ኣህጉራዊ ውድም ሚግረሽን ኣሽራፍ ኣልኑር ዝመርሕዎ ጉጅለ ልምዓት ሕቡራት ሃገራት፡ ምስ ሰበስልጣንን ምስ ኣብ`ታ ሀገር ዘለዉ ኣምባሳደራትን ተራኺቡ ተዘራሪቡ።

ብዛዕባ ኤርትራ ትስጉሞ ዘለ ምዕዋት ሸቶታት ሚለንየም፡ ብዛዕባ ኣህጉራዊ ዛዕባታት፡ ከምኡ`ውን ሚግረሽን ከምዝዘተዩ ኣብ ኣስመራ ተጸዋዒትን ኣወሃሃዲትን ኣብያተ ጽሕፈታት ሕቡራት ሃገራት ክርስቲን ኡሙቶኒ ንቪኦኤ ሓቢራ፡

ምሉእ ትሕዝቶ`ቲ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:05:00 0:00


ተዛማዲ

XS
SM
MD
LG