ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መደብ ኤርትራውያን ኣብ ኣሜሪካ-፡ ዕላል ምስ ደራሲት መፅሓፍ መኣዲ ቓንቓ ትግርኛ መምህር ኣድያም ገ/ሂወት

Meadi Tigrigna
Meadi Tigrigna

መምህር ኣድያም ገ/ሂወት ነባሪት ኮሎምቦስ ኦሃዮ ምስ በዓል ቤታ መምህር ዮውሃንስ ወልደሚካኤልን ደቆምን ብምኻን መፅሓፍ መኣዲ ትግርኛን ድቪድን ኣዳልዮም ንዕዳጋ ዘርጊሖም'ለው።

መደብ ኤርትራውያን ኣብ ኣሜሪካ ምስ ደራሲት'ታ መፅሓፍ መምህር ኣድያም ገ/ሂወት ቃለ-መጠይቅ ኣካይዳ'ላ።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:09:18 0:00

This item is part of
XS
SM
MD
LG