ጽባሕ ኣብ ደሴት ላምፐዱሳ ዝኽሪ ሓደ ዓመት ክበዓል ክግበር`ዩ
እቶም ዋና ጸሓፊ ሕ/ሃ ምስ ሚንስተር ወጻኢ ኤርትራ ኣብ ኒው ዮርክ ተራኺቦም ኔሮም
ዖስማን ሳሊሕ ሎሚ ሰሉስ ኣብ ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት ተረኺቦም ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፡ ሕቡራት ሃገራት እቲ ዳርጋ ካብ ቅድሚ 70 ዓመት ሒዝዎ ዝጸንሐ ኣቃውማ፡ ነዚ ሎሚ ዘሎ ፖሊቲካውን ባህላውን ክውንነት ዘንጸባርቕ ኣይኮነን ኢሎም።
ብ ፈስቲቫል መንእሰያት ሳዋ ዝቐረበ ኤክዚቪዥን ተክንሎጂ
"ኣብ ርእሶም ዝመጾም ምጽሓፍ፡ ንተኣማንነቶም ዘትሕት`ዩ"
ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ዞባውን ዓለም-ለኻውን ጉዳያት ከበርክትዎ ዝኽእሉ ኣስተዋጽኦ`ውን ከምዝዘቱ ተሓቢሩ`ሎ
" ነቲ ኩነታት ክነጋፍሖ፡ ወይ ነቲ ርክባት ክነጋድዶ ኣይንደልን ኢና "
ነበርቲ `ቲ ኸባቢ ብዛዕባ`ታ ዲጋ ሕሉፍ ስምዒቶም ይገልጹ፡
ብ ምህዞታት ክሳብ ሰንዓታት፡ ተመራማርነት መንእሰያት ተማሃሮ ይንጸባረቕ
ተወሳኺ ጽዓን