መሕተሚ
ሜሮን የማነ ሰመዳር ኣብ ኤርትራ ሳሕል ተወሊዱ ኣብ ከተማ ኸረን ዝዓበየ፣ ኣብዚ እዋን'ዚ ኣብ ዩናይትድ ስቴይትስ ከተማ ኦክላንድ ክፍለ-ግዝኣት ካሊፎርንያ ዝነብር ዘሎ ኤርትራዊ መንእሰይ'ዩ።
መንእሰይ ሜሮን ዛጊድ ዘዋህለሎ ተመኩሮን ዘለዎ መፃኢ ባህጉን አዕሊሉና'ሎ።
ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠዉቁ።
No media source currently available