ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኤርትራ፡ መንእሰያት ኣብ ምህዞ ተክኖሎጂ


sawa festival
sawa festival

ዝሓለፈ ሓምለ ኣብ ሳዋ ኣብ ዝተኻየደ ፈስቲቫል መንእሰያት ብዙሓት መንእሰያት መሃዝነቶምን ተበላሓይነቶምን ዘርኣይሉ ምህዞታት ተክኖሎጂ ቐሪቡ ኔሩ።

ብጸሓያዊ ጸዓት ትሰርሕ ናይ ስንኩላን ዓረብያ፡ ብርሕቐት ዝቆጻጸር ሓለዋ ጸጥታ ገዛ፡ ካብ ዕንባባታት ጨና ምስራሕ ዝብሉ ገሊኦም`ዮም።

ምስ ገለ ካብኦም ዝተኻየደ ወግዒ ኣብ ናይ ሎሚ መደብ መንእሰያት ቀሪቡ`ሎ።

XS
SM
MD
LG