ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሕቡራት ሃገራት ዳግም ክስራሕ፡ ክህነጽን ክብወዝን ኣለዎ ኢሎም ሚንስተር ወጻኢ ኤርትራ

Eritrean-Foreign-Minister Osman Salih
Eritrean-Foreign-Minister Osman Salih

ዖስማን ሳሊሕ ሎሚ ሰሉስ ኣብ ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት ተረኺቦም ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፡ ሕቡራት ሃገራት እቲ ዳርጋ ካብ ቅድሚ 70 ዓመት ሒዝዎ ዝጸንሐ ኣቃውማ፡ ነዚ ሎሚ ዘሎ ፖሊቲካውን ባህላውን ክውንነት ዘንጸባርቕ ኣይኮነን ኢሎም።

ዖስማን ሳሊሕ ሎሚ ሰሉስ ኣብ ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት ተረኺቦም ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፡ ሕቡራት ሃገራት እቲ ዳርጋ ካብ ቅድሚ 70 ዓመት ሒዝዎ ዝጸንሐ ኣቃውማ፡ ነዚ ሎሚ ዘሎ ፖሊቲካውን ባህላውን ክውንነት ዘንጸባርቕ ኣይኮነን ኢሎም።

Osman
Osman

"ብዘይ ጥርጥር ዓለምና ኣብ ኣዚዩ ዘሰክፍን ሓደገኛን ኩነታት ትርከብ ኣላ"

ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ፡ ኣብ ዝሓለፈ ታሪኽ ንህዝቢ ኤርትራን ተጋድሎኡን ዝበደሎ ከይኣኽሎ፡ ሎሚ`ውን ነቲ ቀያድን ናይ መወዳእታን ውሳነ ዶብ ሓልፍነቱ ስሒቱ ፡ ዝገደደ ድማ ዘይፍትሓዊ ማዕቀብ ኣብ ልዕሊኡ ኣንቢሩ ኢሎም።

"ዘይ ፍትሓዊ ማዕቀብ ውዕል ሕድር ከይበለ" ምስ ዝለዓል ኣብ ዞባውን ኣህጉራውን ምትሕብባራት ርኡይ ኣበርክቶ ይህልወና ኢሎም ሚንስተር ወጻኢ ኤርትራ ዕስማን ሳሊሕ ኣብ መበል 69 ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት።

ተወሳኺ ትሕዝቶ ኣለዎ፡

Eritrean-Foreign-Minister-at UNGA
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:44 0:00
መራገፊ

XS
SM
MD
LG