መበል 31 ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ካብ ጥሪ 14 ክሳብ የካቲት 5, 2017 ኣብ ጋቦን ክካየድ’ዩ።
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ተዓዋቲት ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝነበረት ኣይቨሪኮስት ምስ 15 ጋንታታት ክትገጥም’ያ።
ድምጺ ኣሜሪካ ክፍሊ ትግርኛ ጸብጻብ`ቲ ግጥማትን ውጽኢታቱን በብግዚኡ ኣብዚ ዓምዲ`ዚ ክሕብር`ዩ።