ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

⚽ ጸብጻብ ዋንጫ ዓለም 2022 ቐጠር


⚽ ጸብጻብ ዋንጫ ዓለም 2022 ቐጠር
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:49 0:00

ኣብ ናይ ትማሊ ግጥም ፍርቂ ፍጻመ አርጀንቲና ንክሮኤሽያ 3ብ0 ብጸወታ’ውን በሊጻ ስዒራታ። አብ’ቲ ጸወታ ሞተር’ታ ጋንታ ልዮነል ሜስይ፣ ግቡኡ ፈጺሙ ኣሎ። ጋንታ ክሮኤሽያ፣ እቲ ዝነበራ ዓቅሚን ምትዕጽጻፍን ትማሊ ኣይነበረን። ሓለቓ'ታ ጋንታ ሉካ ሞድሪች’ውን ከም ቀደሙ ኣይኮነላን።

XS
SM
MD
LG