ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ውዕሎ ግጥማት ዋንጫ ዓለም 2022 ኣብ ቐጠር - መበል 12 መዓልቲ


ውዕሎ ግጥማት ዋንጫ ዓለም 2022 ኣብ ቐጠር መበል 12 መዓልቲ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:32 0:00

ውዕሎ ግጥማት ዋንጫ ዓለም 2022 ኣብ ቐጠር መበል 12 መዓልቲ

ንግጥማት ዋንጫ ዓለም 2022 ብስዕረት ዝጀመረቶ ኣርጀንቲና ትማሊ ምስ ፖላንድ ኣብ ዘካየደቶ ግጥም ናብ ዝቕጽል ምድብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሓሊፋ'ላ።። ብኣንጻሩ ንኣርጀንቲና ዝሳዓረት ጋንታ ስዑድያ ካብ’ቲ ውድድራት ወጻኢ ኮይና ኣላ።

ኣብ’ቲ ትማሊ ዝነበረ ግጥም ብኣርጀንቲና ክልተ ንዜሮ ዝተሳዓረት ፖላንድ እውን ናብ ዝቕጽል ምድብ ሓሊፋ'ላ፣ ንስዑድያ ክልተ ንሓደ ዝሳዓረት ሜክሲኮ ካብ’ቲ ውድድራት ወጻኢ ምኻና ንብዙሓት ዘሐጉስ ኣይኮነን። ፖላንድን ሜክሲኮን፣ ብነጥቢን ሸቶታትን ማዕረ ነይረን። ብዙሕ ሸቶ ዘተኣናገደት መን’ያ ኣብ ትሕቲ ዝብል ክምዘን ከሎ ግና ሜክሲኮ ካብ ፖላንድ ብሓንቲ ሸቶ በሊጻ ተረኺባ። ሕጊ ፊፋ ነዚ ኣብ ግምት ኣእትዩ ሜክሲኮ ክተርፍ፣ ፖላንድ ክትሓልፍ ወሲኑ።

ሎሚ ሓሙስ፣ ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓትን ኣብ ዝተፈላለዩ ስታድየማትን ክልተ ግጥም ተኻይዱ ኣሎ። ሞሮኮ ምስ ካናዳ ቤልጀምን ክሮኤሽያን።

XS
SM
MD
LG