ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መሓውራት ዜና ሞሮኮ ን ሃገራዊት ጋንታ ይንእዳ


መሓውራት ዜና ሞሮኮ ን ሃገራዊት ጋንታ ይንእዳ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:40 0:00

መሓውራት ዜና ሞሮኮ ን ሃገራዊት ጋንታ ይንእዳ

መሓውራት ዜና ሞሮኮ ነታ ኣብ ኣፍደገ ግጥም ንጽዋዕ መን ዓተረ ድሕሪ ምብጻሓ ብጋንታ ፈረንሳ 2 ብ 0 ተሳዒራ ግስጋሰኣ ዘብቀዐ ሃገራዊት ጋንታ ሞሮኮ ይንእዳ ኣለዋ።

ፈረንሳ ሰንበት ምስ ጋንታ ኣርጀንቲና ንጽዋዕ መን ዓተረ ክትጻወት እያ። ሞሮኮን ክሮኤሽያን ቀዳም ንሳልስይ ደረጃ ክጋጠማ እየን።

እዚ ከምዚሉ ከሎ፣ ምስ ቀ፨ሚ ሞሮኮ ኮይኖም ኣብ ሓደ ክፍሊ ንግጥም ፈረንሳን ሞሮኮን ዝተኸታተሉ ፕረዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ‘ጋንታ ሞሮኮ ንዘመግበቶ ታሪኽ ንኢዶም’።

XS
SM
MD
LG