ኣብ`ቲ ኸባቢ ጸረ-ህዝቢ ኣረኣእያ ዘለዎም መራሕቲ ብምህላዎም ዝተፈጥረ ጸገም`ዩ ይብሉ ንሶም
ዘይልሙድ ውህደት ሙዚቃ ኣብ ኤርትራ ተግባራዊ ኾይኑ ይብል ካብ ኮንጎ ዝኸደ ስነ-ጥበባዊ
መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ - ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ፃዕርታት ምክልኻልን ምቁፅፃርን ተመሓለለፍቲ ሕማማት
ክልቲኦም ኣብ ኣስመራ ተወሊዶም፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኸኣ ሙዚቃ ብምስራሕ ተዓራሪኾም
ካብ መቐለ ሊቀሊቃውንቲ ያረድ ካሳ፡ ካብ ኣስመራ ቀሺ ብርሃነ ዘርኣይ`ዮም
መደብ-ህዝቢ-ምስ-ህዝቢ፡ ምውጣጥ ፕረዝደንት ኦባማን ኮንግረስን
መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ፡ ዕለት ኤድስ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን
እቲ ፕሬዝዳንታዊ ምርጫ ፀቢብ እንተኾነ’ውን ፕሬዝዳንት ኦባማ ክስዕሩ እዮም ይብሉ
ምእንታ ክፍትሑ ሓቂ ንዘይኮነ ሰነድ ምፍራሞም ይገልፁ
ኣቦይ ኪሮስ ገብረመድህን ካብ ዛላምበሳ፡ ኣቶ ገብረመድህን ተስፋመስቀል ድማ ካብ ሰንዓፈ፡
ንኣቶ መለስ መጀመርታ ኣብ ሜዳ ብጽቡቕ `የ ዝርእዮ ኔረ፡ ንሱ ከመይ ከምዝርእየኒ ግን ዝፈልጦ ነገር ኣይነበረን ይብል ኣቶ ኣረጋዊ በርሀ