ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብዘይሕጋዊ ኣገባብ ናብ ኢትዮጵያ ክኣትው ዝፈተኑ ስዊዲናዊያን ጋዜጠኛታት ንቪኦኤ ቃለ ምልልስ ሂቦም


ኣብ ናይ ኢትዮጵያ ክልል ሱማሊያ ዞባ ኦጋዴን ዕጡቓት ግንባር ሓርነት ኦጋዴን ኮይኖም ናብ ኢትዮጵያ ክኣትው ፈቲኖም ተባሂሎም ዝተትሓዙ ክልተ ስውዲናዊያን ጋዜጠኛታት ብቤት ፍርዲ እታ ሃገር ናይ 11 ዓመታት ማእሰርቲ ተፍሪዱዎም ኣብ ናይ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ዓመት 2005 ብይቕረታ ምፍትሖም ይዝከር።
ጋዜጠኛታት ዮሃን ፐርሰንን ማርቲን ሽቢየን ብኸመይ ከምዝተትሓዙ፡ በደለኛታት ንምግባሮም ተሰሪሑ ዝበልዎ ድራማ፡ ብቀፃልነት ኣብ ልዕሊኦም ተፈፂሙ ዝበልዎ ግፍዒ፡ሕጊ ፀረ ግብረሽበራን ብዛዕባ ምጥሓስ መሰል ምዝራብን ዝርዝር መግለፂ ሂቦም ኣለው።

ብኽልተ ክፋላት ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:39 0:00
መራገፊ
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:27 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG