ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መደብ-ህዝቢ-ምስ-ህዝቢ፡ ምውጣጥ ፕረዝደንት ኦባማን ኮንግረስን


바락 오바마 재정협상
ናይ ዩናይትድ ሴትይትስ ፕረዚደንት ባራክ ኦባማን ባይቶ ወከልቲ ዩናይትድ ሴትይትስ - ኮንግረስን ኣብ ልዕሊ በጀት ምንካይ ዕዳን ፖሊሲ ግብሪን ዘለዎም ምስሕሓብ ገና አይተፈትሐን ዘሎ።

ብዛዕባ'ዚ ብእንግሊዚኛ fiscale-cliff ብዝብል ዝፅዋዕ ዘሎን ኣብ መንጎ ሪፑብሊካንን ዲሞክራትን ዘሎ ናይ ፖሊሲ አፈላላይ ብዝምልከት ሓሳቦም ንኸካፍሉና ካብ ክፍለ ግዝኣት ዋሽንግተን ስያትል አቶ ማእኸለ መንገሻ ካብ ኒው ጀርሲ ኸእ ዶክተር በርሀ ሃብተጊዮርጊስ ዓዲምና'ዮም'ለና።

ሙሉእ ድምፂ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ
XS
SM
MD
LG