እቲ ምፍንቓል ዜጋታት ካብ ዝጅመር ሓደ ዓመት ዝገበረ`ኳ እንተኾነ ካብ መራሒ`ታ ሃገር ብወግዒ ክዝረበሉ ናይ መጀመርያ ግዜ`ዩ ጥራይ ዘይኮነ፡ ከምዚ ዝበለ ሓያል መጠንቀቕታ ክቐርብ ፈላማይ`ዩ።
“ዝኾነ ይኹን ኣካል ኣመራርሓ፡ ኣብ ሕገ መንግስቲ ዝተቐመጠ ናይ ዜጋታት ናይ ምስራሕ፡ ምዝውዋር መሰላት ናይ ምኽባር ግዴታ ኣለዎ። ካብ`ዚ ወጻኢ ዝግበር ግን ጸረ-ህዝቢ`ዩ፡ ስጉምቲ ክውሰዶ`ዩ” ኢሎም።
“እዞም ኣፈናቐልቲ ብሌብነት ዝተጨማለቑ`ዮም” ኢሎም ኣተሓሒዞም።
ምሉእ ትሕዝትኡ ኣብ ድምጺ ኣሎ፡-