`ነቲ ንኤርትራውያን ቅጽበታዊ ዑቕባ ዘውህብ ፖሊሲ ኤውሮጳ መዝሚዞም ኤርትራውያን ኢና ዝብሉ ኢትዮጵያውያን፡ ሱዳናውያንን ካልኦትን ብዙሓት`ዮም`
ንሰበ-ስልጣን ሕቡራት ሃገራት፡ እቲ ብይን ዶብ ክትግበር ዝጽውዕ መልእኽቶም ኣረኪቦም ኣለዉ
ዕላምኦም፡ ኣብታ ቅድሚ 13 ዓመታት ብይን ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተዋህበላ ዕለት ሚያዝያ 13 2015፡ ኣብ ጀነቫ ብምእታው፡ ንሰበ-ስልጣን ሕቡራት ሃገራት መልእኽቲ ንምሓላፍ ምዃኑ እቶም ብሽክለኛታት ገሊጾም ኣለዉ
እቲ ሲምፖዚየም ብምኽንያት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ዚተዳለወ
ንክብሮም ክልተ ደቁን ሓንቲ ሓፍቱን መን ቀቲልዎም? ፖሊስ ትግራይ ገብረኪዳን ኪዳኑ ምጽራይና ወዲእና ኢና ይብል
- ሚድያ በዳሂ እንተኾነካ ክትምዕብል ዝገብረካ'ዩ-፡ እዝራ ፍስሃየ። - ዓይነትን ብዝሒን ሚድያ እናወሰኸ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ ብኡ መጠን ኸአ ሓበሬታ ጥራይ ዘይኾነስ ደላይኡ'ውን ይውስኽ-፡ ሳሌም ሰሎሞን።
ፉት ቦል ዝብሃል ጸወታ ኣብ ኣመሪካ እቲ ዝዓበየ ስፖርት`ዩ
ተወሳኺ ጽዓን