ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንቃልሲ-ደቀንስትዮ ኤርትራ ዘጉልሐ ሲምፖዝየም ኣብ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ ተኻይዱ


እቲ ሲምፖዚየም ብምኽንያት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ዚተዳለወ

ንመበል ሰላሳን ሓሙሽተን ምምስራት ሃማደኤ ኣመልኪቱ "ኤርትራዊያን ደቂ ኣንስትዮ ኣብንታዊ ተራ ኣብ ጊዜ ኲናትን ሰላምን: ኣለም ለኻዊ ረኢቶ" ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ኣብ ኣርሊንቶን ቭርጂያ ቀዳም መጋቢት ሽውዓተ ተኸቢሩ::

ብዛዕብኡ ምስ ኣባል ማእከላይ ባይቶ ሃማደአ ወ/ሮ ሓድነት ቀለታ ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ግለ ክፋሉ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል። ጽባሕ ሰሉስ ካብ`ቶም መጽናዕታዊ ጽሕፋት ዘቕረቡ ሓዊሱ ብሰፊሑ ክቐርብ`ዩ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:04:05 0:00

XS
SM
MD
LG