ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ መደብ ኤርትራውያን ኣብ ኣሜሪካ: ሳሌም ሰሎሞንን እዝራ ፍስሃየን


ሳሌም ሰሎሞንን እዝራ ፍስሃየን እንታዎት'ዮም?

ሳሌም ሰሎሞን ካብ ታምፓ ክፍለ ግዝኣት ፍሎሪዳ ኣሜሪካ ንሓደ ሰሚስተር አብ ድምጺ ኣመሪካ ተመዲባ'ላ።

እዝራ ፍስሃየ ካብ ዋሽንግተን ዲሲ ክኸውን ከሎ፡ ናይ ሎሚ ኣጋይሽ መደብ ኤርትራውያን ኣብ ኣሜሪካ ተመኩሮኦም ኣዕሊሎምና'ለዉ።

ሙሉእ ትሕዝተኡ ንምስማዕ ኣብ ትሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠዉቁ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:11:10 0:00

XS
SM
MD
LG