ነታ ፊልም ዝደረሰ መንእሰይ ስምኦን ሃብተማርያም`ዩ
ምሩኻት ኩናት ተባሂሎም ዝተታሕዙ 19 ግን ገና ኣይወጹን
ንምዃኑ ሉፍታንዛ ንምንታይ ኣቋሪጻ፡ ከረምቲ ዝገይሽ ህዝቢ`ኸ እኹል መጎዓዝያ ተዳልይሉ`ዶ ኣሎ?
ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ`ውን ቅድሚ ወርሒ ብወግዒ ተዓዲሙ ኔሩ`ዩ ኢሉ ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ
ኣቦ-መንበር ተሓኤ ዝነበረ ኣቶ ኣሕመድ ዝሓልፈ ሓሙስ ኣብ መበል 68 ዓመቱ ኣብ ሽወደን ዓሪፉ`ሎ
ኣብ ኣትሌትክስ ከኣ፡ ኤርትራ ኣብ`ቲ ኣብ`ዚ ሰሙን`ዚ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ኮፐንሃገን፡ ብጋንታ ቀዳመይቲ ብምውጻእ ተሸላሚት ወርቂ ኾይና`ላ
ክልቲኡ ትሕዝቶታት ኣብ መደብ ቂሔ-ጽልሚ ቐሪቡ`ሎ
ኣብ ሱዳን ትሕከም ዘላ ወይነ-ሃረግ(በኪ)`ውን "ይቃለስ ኣለኹ" ትብል
እቲ ሲምፖዝየም ብ Eritrean Global Solidarity ዝተዳለወ`ዩ
ስነ-ስርዓት ቀብሩ ጽባሕ ቀዳም ክፍጸም ምዃኑ ተሓቢሩ`ሎ
ተወሳኺ ጽዓን