ሎሚ ንግሆ ንቪኦኤ ዝተዛረበት ፍልጥቲ ስነ-ጥበባዊት ወይን-ሃረግ ሃይለ (በኪ)፡ "ድሓን`የ ይቃለስ ኣለኹ" ኢላ።
ኣብ ዙርያ ዓለም ዝርከብ ኤርትራውን ፈታውን፡ ንምድሓና ብሞራል፡ ብጸሎትን ብደገፍን ይሕግዝ ኣሎ።
ካብ`ቶም ብሞራል ዝሕግዙ ዘለዉ ሓንቲ፡ ቅድሚ ሎሚ ናይ ጡብ ካንሰር ሒዝዋ ዝደሓነት ይርጋኣለም መረስዕ`ያ። ንሳ ካብ ተመክሮኣ ተበጊሳ ንኹለን ደቀንስትዮ ክትብሎ ትኽእል ተሓቲታ ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ቀሪባ`ላ።
ኣብ`ዚ ምስማዓ ይክኣል፡