ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

"ንኤርትራ ናብ ደሞክራሲ ንምስግጋር ዘሎ ዕድላት ንምድህሳስ" ዝብል ሲምፖዚየም ተኻይዱ


Interview with Seyoum Tesfaye
Interview with Seyoum Tesfaye
Eritrean Global Solidarity ዝተባህለ ማሕበር ዘዳለዎ ሲምፖዚየም ዝሓልፈ ቐዳም መጋቢት 8ተ 2014 ኣብ ኣለክሳንድርያ ቨርጂንያ ተኻይዱ ኔሩ።
ኣብ`ቲ ሲምፖዝየም ብርክት ዝበሉ ምሁራት ወረቓቕቶም ከምዘቕረቡ`ውን ተጠቒሱ`ሎ።

ንምዃኑ፡ ዲሞክራሲያዊ ምስግጋር እንታይ ማለት`ዩ? ብኸመይ`ከ ይትግበር? ካብ ወጸኢ ዝመጽእ ውዳበ ማዕረ ክንደይ ከፍሪ ይኽእል ወዘተ ዝብል ሕቶታት ቪኦኤ ዝምልስ ኣቦ መንበር ግሎባላዊ ኤርትራዊ ሓድነት ኣቶ ሲዩም ተስፋይ ኢዩ፡
Interview with Seyoum Tesfaye
please wait

No media source currently available

0:00 0:19:50 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG