ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ ኣብ ኣህጉራዊ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ኣይሳተፍን ኢላ


ኣርማ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ
ኣርማ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ
ኤርትራ ንዓመታ ሞሮኮ ኣብተተኣናግዶ ኣህጉራዊ መፃረዪ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ከምዘይትሳተፍ ኣፍሊጣ።

ኮንፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ካብ መበል ሰላሳ ኣህጉራዊ መፃረዪ ግጥማት ኣፍሪቃ ከምዝወፀ ኣፍሊጡ‘ሎ ይብል።

ብመሰረት‘ዚ ይብል ኮንፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ (ካፍ) ኣብ ሞንጎ ደቡብ ሱዳንን ኤርትራን ክካየድ መደብ ዝተታሓዘሉ ግጥም ተሰሪዙ‘ሎ።እዚ ማለት፣ደቡብ ሱዳን ናብ ቀፃሊ መድረክ ግጥም ብቀጥታ ሓሊፋ‘ላ።

ኣብ ኣትሌትክስ፡ ኤርትራ ኣብ`ቲ ኣብ`ዚ ሰሙን`ዚ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ኮፐንሃገን፡ ብጋንታ ቀዳመይቲ ብምውጻእ ተሸላሚት ወርቂ ኾይና`ላ።

http://www.iaaf.org/news/report/mens-report-world-half-marathon-2014-copenhag
XS
SM
MD
LG